Detecting...

Please whitelist dirzon to continue.

or subscribe for ad-free contenct.

dirzon
  • Convertir en PDF
  • Liste de lecture
  • Abrégé
  • Livre audio
  • Chercher
  • Télécharger
  • myzon
  • S'identifier
  • registre
English  አማርኛ  Français  العربية
Livre du jour

ውዳሴ አምላክ.pdf


  • word cloud

ውዳሴ አምላክ.pdf
  • Extraction Summary

ይ ሠ ናር ታ ገ ደ አ መ ሀፍ መክ ይ»ፅህ የር ዊ ግርማኻ ኣዝዩ ምሕረትውን ዓቢይ እዩ። ኦ ኣምላኽ ሕጂ ግና ምሕረተ ክተገብረለይ ቅኑዓት ዝኾንካ እግዚአብሔር ንስሓ እናጸለኹ ብዓቢይ ትሕትና እሰግድ ንጻድቃን ኢልካ ኣይሠራዕካዮን እወ ኣሎኹ። ኃጢኣተይ እናዘዞ ኣሎኹ። አ እኳ ደኣ ኸማይ ንዝኣመሰሉ ኃጥኣን ጐይታ እልምነካ ኣሎኹ ብምሉእ ኢኻ ዝሠራዕካዮ። ኃጢኣተይ ካብቲ ልበይ እጽሊ ኣሎኹ።ብምኽንያት ኃጢኣተይ ኦ ጐይታ ናይቶም ዝንስሑ ኣምላኽ ተደቅኞሰ እኔኹ በቲ ከቢድ ሰንሰለት ኢኻ። ኩሉ ዜ ኣብ ባሕሪ ጸሎት ዝሕምብስ ሠናይ ተግባር ናቴ ገንዘብ ይኸውንዘ ወትሩ ምጽላይ ተግባሩ ዝኹነ ናይ ንኡድን ክቡርን እዩ ዯቆፈ።

  • Cosine Similarity

ኢየሱስ ክርስቶስ ብዘይሕሶ እሙን ቃልካ ብኸቡር ወንጌልካ ለምኑ ክወሃበኩም እዩ ድለዩ ክትረኸቡ ኢኹም ማዕፆ ኳሕኩሑ ክረሓወልኩም እኮዩ ኢልካ ተዛሪብካ ውዳሴ አምሳክ ዘሰኑይ ውዳሴ አምሳክ ዘሰነይ ኢኻ እሞ ማቴ ጐይታይ ኣነውን ሸጉርን ድኻን ዝኾንኩ ዘረባኻ ብተስፋ ተቐቢለ ይህ ጸኒዔ ኃጢኣተይ ኣሚነ እናተማኅጸንኩ እንሆ ኣብ ቅድሜኻ ደው ኢለ ኣሎኹ። ድኅነት ሥጋን ነፍስን ውን እትፈቱ ንስኻ ኢኻ እሞ ጐይታይ ብዝልምነካ ገዜ ካባይ ካብ ባርያኻ ገጽካ ኣጳይትኸውል ጐይታይ ናባኻ ብዝለመንኩ ገዚ ይቅረታኻ ኣይተርሕቐለይ። ኦ ርኅሩኅ ፈጣሪ ይቅረ በሃሊ ናይ ይቕረታን ቅንዕናን መዝገብ ዝኾንካ ኦ እግዚአብሔር ወሃቤ ሕይወት ፈታዊ ጽቡቕ ንስኻ ኢኻ እሞ ኣብ ቅድሚ ክፉኣት ጸላእተይ ነፍሰይ ነኣታቶም ካብ ምፍራህ ዝተለዓለ ተንቀቅጥን ትርፅድን ስለዘላ በቲ ክቡር ስምካ አድኅነኒ። ኦ ኣምላኸይ ኣነ ዘይግባኣኒ ሓሰኻ ምድሪ ክነሰይ ንዓኻ ኣምላኸይ ክቅበል ከመይ ገይረ እኸእል መላእኸቲ ዝሰግዱልካ ጐይታ ኩሉ ዓለም ናይ ሰብ መጋባእያ ንስኻ ኢኻ ኣብ ቅድሜኻ ብግብረይ ከንቱ። አ ጐይታይ ሪ ውዳሴ አምላክ ዘሠሉስ ላይኮንካን። ሪ ውዳሴ አምሳክ ዘሠሉስ ጊዜ ክብርኻውን ኣብ ቅድሜኽኸ ብዝግለጽ ጊዜ ንዝፈጠርካዮ ፍጥረት ብቅንዕናን ብሓቅን ብእትፈርደሌ ቲዜ ዝተሠወረ ውን ኩሉ ብዝረኣየለ ጊዜ ጻድቃን ውን ካብ ኃጥአን ብዝፍለይሉ ጊዜ ኦ ጐይታይ ኢየሱስ አስ ተሰፋየይ ስለታ ሰዓት እተጨንቕኙ መከራኣ ንዝርእይዎ ስለ ኣብ ይጥረታኻ እደሊ ኣሎኹ። ዘርኡውን ገምድ ግ ኣብሔርስ ነትም ኪወርሳ እዩ እግዚ በከበፀበ ህቪከ በበበበ ኃሪ ውዳሴ አምላክ ዘሠሌስ ዝፈርሕዎ ኃይሎም እዩ ንሱውን ኪዳኑ ከፍልጦም እዩ ነእጋረይ ካብ ዮሱ ጊዜ ናብ እግዚኣብሔር እየን ኣነ በይነይ በጉር እየ እሞ ናባይ ኑሊሕ በል ደንግጸለይውን ጭንቀት ማመ ዛዚዙ ካብ ጸበባይ ኣውፅኣኒ ራይን ጭንቀይን ረላዮ እሞ። ንኩሉ ይ ኅደገለይ ጸላእተይ ውዳሴ አምላክ ዘረቡዕ ውዳሴ አምላክ ዘረቡዕ ኦ ኣምላኸይን ጐይታይን ንስኻ ካባይ እንተ ርሒቕካ ኣነ ንዓኻ እንተ ዘይተቀቢለ ካልእ ሕይወት አይግባኣንን እዩ እሞ ኣብ ከመይ ዝበለ ጸድፊ እወድቅ ኮን እኸውን። እምበኣር ከምዚ ካብ በልነ ብነፍሰይን ብሥጋይን ከይር ዖፆውተጉተ ኢለ ዘይግባኣኒ እከሎኽኹ ብድፍረት ናብ ቅርባን እቐርብ ኣሎኸ ኅግማይውን ጐይታይ ሓደ ክፉነ ሕፃን ብረኃብ ምስተጨነቐ ኣብዝስ ብጥሜት ከይመውት ተሚኤ ናብ ኣቦይ ክከይድ ነበይ ድማ በዳዲለዮ ለየ እሞ ካብ ባሮትካ ከም ሓደ ጸረኒ እምበር ወድኻ ክበሃል ላይግባኣንን ክብል ብማዕዶ ርሑቕ ከሎ ና ርሃ ንዓይ በ ሉቃ እ ዚ ምኽንያት ከምኡ አከ ውዳሴ አምላክ ዘረቡኔ ውዳሴ አምላክዘበነ ብእግረ ንስሓ ናባኻ ናብ ርኅሩኅ ኣቦይ እመጽአ ኣሎኹ። ኣብ ጉባኤ ቅዱሳንካን ኣብ ቤት ክርስቲያንካን ንሕዝብኻ ብስምካ ዝምህር ዓቢይ መምህር ከም ዝገበርካዮ ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ ልክዕ ከምኡ ድማ ንዓይ ካብ ሥርዓት ቤተ ክርስቲያንካ ንዝረሓቅኩ ደድ ሳት ናብ መ ዘድኅነ ጸጋ ከም አብ ሰማያት ዘእትወኒ ንወዲ መጊረ ይ ይ ኦ ፈጣ ነርካ አሮስ ካብ ጽንዓቲ በከበፀበ ህቪከ በበበበ ውዳሴ አምሳክ ዘረቡዕ ውዳሴ አምሳክ ዘረቡዕ ተቐበለኒ። ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ ኣብ መልዕተ መስቀል ከሎኻ ሓቀኛ በበፀ ህሃቪከ ገፍርበበፀ ፋሪ ውዳሴ አምሳክ ዘረቡዕ ናይ ባሕርይ ኣምሳኸ ምኳንኣካ ንዝኣመነካ ሸፍታ ከምዝተቐበልካዮ ንኹሉውን ከከም ግብሩ ክትፈድዬ ብትመጽኣሉ ጊዜ ጐይታይ ብምሕ ረተትካ ዘክረኒ ጐይታይ ንኹሉ ሰብ እትኃዝን ኦ ይቕረ በሃሊ ብዝበለካ ፒቲዜ ሎሚ ኣብ ገነት ምሳይ ክተነብር ኢኻ ኢልካዮ። ኣዝማደይ ከኣ ኣብ ብኣፉውን ከኑ ጐይታ ሉ ሃረርታይ ኣብ ቅድሜኻ ጊ ጫኻ ተስፋ እገብር ውዳሴ አምሳክ ዘረቡዕ ፏ ኣሎኹ እሞ። ኣነ ሽ እየ እሞ ከም ናታን ካብ ዝወደቕክዎ የብለይን። ሥጋኦምን ውዳሴ አምላክ ዘሓሙስ ዝኸውን ናይ ዘለዓለም ሕይወት ተድላ ከምዝሃብካዮም ብፍልጠትን ብዘይፍልጠትን ብኸእለትን ብዘይ ክእለትን ብስውርን ብግሉጽን ንዝሠርሕዎ ኃጢኣት ይቕረ ከምዝበ ልካሎም ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓይ ሽጉር ንዝኾንኩ ውን ብግሁኗን ብሥውርን ዝሠራሕክዎ ኩሉ ኃጢኣት ኸተቃልለለይ ሥርየት ካባኻ እደሊ ኣሎኹ። ጐይታይ ንስሓ ካብ ዘድልዮም ካብ ጻድቃን ብምምላስ በዘ ጐስ ኦ ጐይታይ ምእንቲዚ ከምዚ ዝበለ ሓጐስ ክግበረለይ ንኣኣ ክጽውዕ እምበር ንዲጺድቃን ካውን ኣይመጻኹን ኢል ገደለይን ጋጢኣተይን ከምዝመጽእ ውዳሴ አምላክ ዘዓርብ ኢልካ ተዛሪብካ ኢኻ። ኦ ጐይታይ ኢየሱስ ክርስቶስ ንዓይ ሕሱርን ድኻን ንዝኾንኩ ይቕረ በለለይ። ጐይታይ ደጊምስ ካብ ሕዲ ናይ ንስሓ መጀመርታ ሃበኒ። ኣነ ኣብ ቅድሜኻ ዝብደልኩ ኣብ ቀድሜኻ ወዲቐ ኣሎኹ እሞ ። ብዘይ ንስሓ ኃጢኣት ዝኃድግ ዘሰተሥርይ የልቦን እሞ ናይ ኃጢላተይ ርስሓት ቕረታኻ እተሓጽብ ንስኻ ብብዚጊ ይ ሓብ በበፀ ሃቪከ ርበባበበፎ ረ ውዳሴ አምላክ ዘቀዳም ኢኻ። ጸሎተይ ስማፅ ንድም ምህለላይ ጽን በሎ ንስኻ ክትምልሰለይ ኢኻ እሞ ብመዓልቲ ጸበባይ ክጽውዓካ እየ ኦ እግዚኣብሔር ካብ ኣማልኸት ዝመስለካ የሎቦን ከም ግብርታትካውን ከቶ የሎቦን አ እግዚኣብሔር ዝፈጠርካዮም ኩሎም ኣሕዛብ መጺኦም ኣብ ቅድሚኻ ክሰግዱ ንስምካውን ከኸብሩ እዮም ንስኻ ዓቢይን ተኣምራት እትገብርን ኢኻ እሞ ኣምላኽስ ንስኻ ጥራሕ ኢኻ ኦ እግዚኣብሔር ብሓቅኻ ምእንቲ ክመላለስ መገድኻ መሃረኒ ስምካ ክፈርህስ ንልበይ ኣዳልዎ ኦ እግዚላብሔር ኣምላኸይ ሣህልኻ ንዓይ ዓቢይ እዩ ንነፍሰይውን ካብ መዓሙቅ ሲኦል ኣውዒእካያ ኢኻ ም « ሽ ብምሉአእ ልበይ ከመስግነካ ተ ውን ንዘለዓለም ከኸብር እየ ኦ ኣምላኸ ትዕቢተኛታት ተንሚኦሙኒ አኹባ ገፉዕቲ ኸኣ ንነፍሰይ ይደልይዋ ኣለዉ ንዓኻውን ኣብ ቅድሚኦም አይገበሩኻን ጐይታየ። ጐይታይ ካብ ኃጢኣት ብንሰሓ ናይ ዝተመልሱ ሰባት ብኸያት ሃ። ጐይታይ ንዓኻ ዘገልግል ንብዓት ሃበኒ። ጐይታይ ካብ ዓይነይ ውሒዙ ርስሓት ነፍሰይ ዝሓጽብ ንብዓት ሃበኒ ጐይታይ ንዓኻ ደስ ዘብል ደስ ኢልካ እትቕበሎ ንብዓት ሃበኒ። ዘለዓለም ብሓቂ ይገበረይ ኣሜን ዕይጓሻይ ናብ ኸራ ናብ ኣኸራን ኣልኹ ረዲአተይ ካበይ እዩ ዝበጽኢ ረድአተይስ ካብ እቲ ሰማይን ምድርን ዝያበረ እግዚኣብሔር እዩ ዝመጽእ ንሱ ንእግርኻ ኣየሰናኸልንሓላዊኻ ኣይታኸስን እንሆ እተ ንእስራኤል ዝሕሉ ኣይታኸስን ኣይድትስን ልዩ እግዚኣብሔር ሓላዊኻ እዩ መጠ አግዚኣ ምውፃአ ኣሎ እሞ ብጊዜ ብምግላጽ ሖ ውዳሴ አምላክ ዘዘወተር ኣጋ ብሔር ካብ ሕጂ ንዘለዓለም ጸሎት ዘዘወተር ካብ ቀሩጥዓ ዝረሓቕካ ይቕረታኻ ዝበዝኀ ኦ ጻድቅ ሰፊሕ ልቢ መሓሪ አኽብረካ ኣሎኹ። ሖ ጐይታይ ካብ ኃጢኣት ዘንጽሕ ንብዓት የብለይን።

  • N.B. This Summary is Very Experimental!! based on the following scripts from:
    • https://github.com/millzon/textSummarizer-am
    • https://github.com/icoxfog417/awesome-text-summarization#motivation
Download Searchable PDF Download PDF

Commentaires:


memezon

Options de téléchargement | Convertir en PDF | Livre du jour

© dirzon | Conditions d'utilisation | Intimité | Sur | Services | Contact